ኣበርክቶ ህጻን

ከም ወላዲ መጠን ንውላድኻ ጽቡቕ። ክተዕብዮምን ድልየቶም ክተማልእ ግዘ ምስውላድኻ ምሕላፍ ከምኡ’ውን ናይ ካልእ ናብራኻን ከተማልእ ትጽዕር።

ብብዝሒ ግዘ ከም ኣነሓዳሪ ኾይኑ ክስመዓኻ ይኽእል። እዚ’ድማ ስድራቤትካ ኣብ ስራሕኻ ከምኡ’ውን ናይ ውላድኻ ባህሪ ምቁጽጻር ይኸውን።

ኣብ ዘለናዮ ግዘ ብዛዕባ ንህጻውንቲ ክተዕቢይ ዝግበር ወጻእቲታት ብብዝሒ ንሰምዕ። እዚ ወጻእቲታት ካኣ ናይ ቁጠባ፣ ማሕበራዊ ወይ ናይ መስርሕ ሂይወትካ ትገብሮ ወጻእቲታት ይኸውን። ከምኡ’ውን ከም ወላዲ መጠን ብዝሕ ተወፍዮታት ትገብርል።

ሓደሓደ ግዘ ጠቓሚ ዝኾነ ነገራት ሸለል ክንብሎ ንኽእል። ዋላ’እዃ ስራሕ ይብዛሕካ እምበር ኣብ ክንዲ ንውላደይ እንታይ ክገብረሉ ምባል፣ ውላድካ ኣብ ሂወትካ እንታይ ግደ ይጻወት ንክትርዳእ ፈትን።

ህጻውንቲ ንናብራና ብብዙሕ መልክዕ የበልጽግዎ።

ህጻውንቲ ንወለዶም፡

  • ወላዲ ብምዃንካ ጥራይ ቅድመ ኹነት ዘይብሉ ፍቕርን ኣድናቖትን ይህቡኻ
  • ንስኻ ኣብ ዓለም ዝበርታ ዕኻን ዝለበምካን ኾይኑ ይስምኦም
  • ጅግና ንክትኸውን ዕድል ይህቡኻ
  • ኣብ ኣድናቒ ዝኾነ ግዜያት ምስኦም ብምስታፍ ናይ ውላድካ ግዘ እንደገና ከምትዝኽር ይገብሩኻ
  • ንዘለካ ስሚዒታት ሓይልኻ፣ ክዕለትካ ብግብሪ ንክተርእዮ ዕድል ይህቡ
  • ኣብ ዓለም ዘለካ ግምትን ኣብ ናትካ ኣመዛዝናን ጠባይን ነጸብረቕታ ንክትገብር ዕድል ይህቡኻ
  • ብቆልዓኻ ክትጻወት ከለኻ ዝነበረ ሳሕቕን ሓጎስን መሊስካ ብግብሪ ንክትሪኦ ዕድል ይህቡኻ
  • ኣብ ሰሓቖምን ሕጓሶምን ክትኻፈል ዕድል ይህቡኻ
  • ናይ ቁልዕነትካ ግዘ እንደገና ንክትበጽሖ ዕድል ይህቡኻ
  • ንዝተወሰነ ግዘ ካብ ሓላፍነት ናይ ዓበይቲ ዕረፍቲ ንክትወስድ ይሕግዙኻ

ሓደ ዝዓበየ ጐርዞ ህያብ ወለዲ ንነብሶም ክህብዎ ዝኽእሉ ግዜ ወሲዶም ምስ ደቆም ዘሕለፍዎ እዩ።

መዓልታዊ ግዜ ወሲድካ ምስ ውላድኻ ክትስሕቕ፣ ክትበኪ፣ ክትጻወት፣ ተምኒትካ ክትገልጽን ሓዱሽ ነገር ንክትመሀር ኣሕልፎ።

Listen
Update Required To play the media you will need to either update your browser to a recent version, enable javascript or update your Flash plugin.