ብዛዕባ ውላድኩም ስሚዒታዊ ምዕባለ ምርዳእ

ብዛዕባ ስሚዒታዊ መምሕያሽ ዕብየት ክንዘራረብ እንከሎ ንናይ ህጻናት ክዕለት መምሕያሽ ንምጥቓስ ይኸውን፡

  • ንዘለዎም ስሚዒት ምፍላጥን ንምልላይ
  • ንናይ ካልኦት ስሚዒት ንምርዳእን ብትክኽል ንምንባብ
  • ንዘለዎም ስሚዒት ንምቑጽጻር
  • ንዘለዎም ባሕሪ ንከተስተካኽል
  • ንካልኦት ምትብባዕን ምዕባለ ስሚዒኢት
  • ምስ ዓርኹቲ፣ ስድራቤትን ካልኦት ጽቡቕ ርኽቢን ዝምድና ምግባርን ምዕባለ ይኸውን።

ህጻእንቲ ካብቲ ዝተወለዱሉ ግዜ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ስሚዒዒታት ፈሊጥካ ንዘለካ ክዕለት ቐልጢፍካ ብመምሕያሽ እሞ ንዝተፈላለዩ ስሚዒዒታት ናይ ምቑጽጻር ክዕለት ምዕባለ ንምግባር ይኸውን።

ብዛዕባ ስሚዒታት ምቑጽጻር

ህጻውንቲ ንዝስምኦም ናይ ምቑጽጻርን ናይ ምስትክኻል ክዕለት በቲ እዋን ዕቤቶም ወሳኒ ክፍሊ ክኸውን እንከሎ ናይዚ መበገሲ ፈለግ ብዙሕ ግዜ ናይ ወለዲ ስራሕ ይኸውን።

ህጻውንቲ ነቲ ስሚዒቶም ብኸመይ ንምቑጽጻር ምስዘሎ ክዕለት ሂወት ናብራ ኣይጅምሩን እዮም። ከቢድ ብዝኾነ ስሚዒት ብቐሊሉ ክጉድኡ ከምዝኽእሉን እሞ ብቐሊሉ ክዝሕሉ ኣይኽእሉን እዮም። ህጻውንቲ ቆልዑት ነዙይ ስሚዒት ንምቑጽጻር ናይ ወለዲ ሓገዝ የድልዮም እዩ።

ህጻውንቲ ኣሞንጎ ክገብርዎ ዝደልይዎን ንምግባር ብዝኽእልዎ ዓቢ ፍልልይ ስለዝነብር እሞ ብዙሕ ግዜ ተስፋ ናይምቑራጽ ስሚዒት የሕድረሎም እዩ። እዙ’ድማ ብዙሕ ግዜ ብዘይምኽንያት ከበሳጭዎም ይኽእል።

ባሕሪ ስሚዒትን ብጣዕሚ ዝተፈላለዩ እዮም። ንስሚ ዒትካ ብደንቢ እንተዘይተቆጻጺርካዮ እሞ ናይቶም ህጻውንቲ ኣተሓሳስባ ክዕለት ክበላሸው ይኽእል። ስለዙይ ህጻውንቲ ብዙሕ ከይሓሰቡሉ ብስሚዒት ጥራይ ከምዝውስኑ እዮም።

ህጻውንቲ ቤት ትምህርቲ ክጅምሩ እንተሎ ብዝበለጸ ንስሚዒቶም ብምቑጽጻር ብዛዕባ ካል ኦት ስሚዒኢት ምፍላጥ ይጅምሩ። ነቲ ዝሓሰብዎን ንዝስም ኦም ብዝበለጸ ብምጥርናፍ ንዘለዎም ስሚዒት ንምግላጽ ቓላት ከምዝጥቐሙ እዮም። እዚ’ውን በቲ ዝመሰሎም መንገዲ ብዝበለጸ ንምልዋጥን ንምስትክኻል ከምዝኽ እሉ እዮም። ህጻውንቲ ንዘለዎም ስሚዒት ንምልዋጥን ንክላመዱ ምግባር እዚ ማለት ብዝበለጸ ተስፋ ንዘይምቑራጽ ስሚዒቶም ንምቑጽጻር ከምዝኽእሉን ንዘጓነፎም ነገራት ብምግዳፍ ብባዕሎም ክረጋግኡ ከምዝኽእሎም እዩ።

ረኽቢታት ንህጻውንቲ ስሚዒት ጠቓሚ እዩ

ኣሞንጎ ወለዲን ህጻውንቲ ዘሎ ናይ ርኽቢ ዓይነት በቶም ህጻውንቲ ስሚዒታዊ ዕቤት ዓቢ ተፅእኖ ይነብሮ እዩ። ወለዲ ምስ ውላዶም ተሓባቢሮም ክሰርሑ እንከሎ እሞ በቲ ህጻውንቲ ስሚዒታዊ ዕቤት ኣካይዳ ዝግበር ብዙሕ መንገዲታት ከምዘሎ እዩ።

ናይ ህጻውንቲ ስድራ ኣባል ብኸመይ ጌሩ ስሚዒቱ ከምዝገልጽን ከምዝቆጻጸር ብምክትታል እሞ ህጻውንቲ ንዘለዎም ስሚዒት ንምቑጽጻር ካብዚ ብምብጋስ ይማሃሩ እዮም። ወለዲ ኣርኣያ ብምዃን ዓቢ ግደ ይጻወቱ።

ህጻውንቲ ንዘለዎም ስሚዒት ብምቑጽጻር ሓገዝን ልምዲ የድልዮም እዩ።

ብዛዕባ ውላድኩም ስሚዒታዊ ም ዕባለ ምሕጋዝ

ኣብ ገዛ ውሽጢ ንዘሎ ስሚዒታዊ ኩነታ ርግዕ ኢልካ፣ ብጽቡቕ ኣቐባብላ ክሕልው ከምዘለዎ ግምት ውሽጢ ምእታው።

ንናይ ውላድኩም ስሚዒት ቕቡል ምግባርን ምድጋፍ ይግባእ።

ንህጻውንቲ ታሪኽ ብምንባብ እሞ ኣብቲ መጽሓፍ ውሽጢ ብዘሎ ዝተፈላለየ ስሚዒታዊ ገፀ-ባሕሪያት ምዝርራብ። ንህጻውንቲ ብዛዕባ ስሚዒታት ብምዝርራብ እሞ ነቲ ዘሕድረሎም ስሚዒት ብዝበለጸ ክርድኡ ይኽእሉ።

ህጻን ንዘለዎ ስሚዒት ብቓላት ክዛረብ ምሕጋዝ - “እዚ’ውን ኣብዚ እዋን ዝተበሳጨኻ ይመስል”።

ብዛዕባ ዘሕጉስ፣ ዘበሳጭው ወይኻዓ ዘሕዝን ኩነታት ኣዘራሪበካ ንህጻናት ምድፍፋር።

ህጻውንቲ ምእንታን ተረጋጊኦም ክጸንሑን ካብ ቑጽጽር ወጻእ ከይኾኑ ምሕጋዝ።

ንናይ ህጻውንቲ ስሚዒት ካብ ንገፀ-ባሕሪ ምፍላይ - “ከምዝተበሳጨኻ እፈልጥ ይኹን እምበር ምሕራም ጽቡቕ ኣይኾነን”።

ኣሞንጎ ህጻውንቲን ካል ኦት ንዘሎ ኣፈላላያ ስሚዒት ም እንታን ክርድ ኡ ምሕጋዝ እዩ - “ሕጂ ከምዝሰልቸወካ እፈልጥ እየ የግዳስ ዝገበርካዮ ንሓፍትኻ ከምዘበሳጨዋ እዩ”።